No media source currently available
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣብ ክልል ኦሮምያ ይረአ ምስ ዘሎ ኩነታት ብዝተሓሓዝ መንግስቲ ኣሜሪካ ጭቡጥ ስጉምቲ ንኽወስድ ዝሓቱ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ኣባላት ማህበረሰብ ኦሮሞ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ቀሪቦም ብዛዕባ’ቲ ኣብቲ ክልል ዘሎ ኩነታት መብርሂ ሂቦም።